News

ጥሙር ጥዕና ስድራ ቤት

[:en] ኣካላት ሚድያ ኣብ ምዕዋት ስራሕቲ ጥሙር ጥዕና ስድራ ቤት ተራኦም ክፃወቱ ዘኽእል ስልጠና ተዋሂቡ፡ ኣፍቲ ብምትሕብባር ኣውራ ኸይዲ ስራሕ ምስጓም ጥዕናን ምክልኻል ሕማማትን ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ ዝተዳለወ ግንዛበ መዕበዪ ስልጠና ፡-ካብ ሚድያታት ትግራይን ባህሊ ትግራይን ፣ከየንቲ ትግራይን፡ቢሮ ትምህርትን ተወከልቲ ተሳተፍቲ ነይሮም፡፡ ካብ 18 ለካቲት 2008 ዓ/መ ጀሚሩ ንኽልተ መዓልቲ ኣብ ከተማ ዓድግራት ኣብ […]

ጥዕይቲ ኣዶነት

[:en] “ርህራሄ፣ ኣክብሮትን ክንክንን ዝተማልኦ ግልጋሎት ጥዕና ንኹለን ኣዴታትን ሓናጡን” ብዝብል መሪሕ ቃል ብዘተፈላለዩ ኣገባባት ተኸቢሩ፡፡ ወርሒ ጥዕይቲ ኣዶነት ግንዛበ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ብምብራኽን ሃፍቲ ብምትእኽኻብን ተበፃሕነት ፅሬቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ጥዕና ኣዴታትን ሕንጦታትን ንምምሕያሽ ዓሊሙ ኣብ ወርሒ ጥሪ በቢ ዓመቱ ይኽበር፡፡ወርሒ ጥዕይቲ ኣዶነት ግንዛበ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ብምብራኽን ሃፍቲ ብምትእኽኻብን ተበፃሕነት ፅሬቱ ዝሓለወ ግልጋሎት ጥዕና […]

[:en]sustainable development goal [:ti]Et iure maiores cum[:]

[:en] SDG 3: Health Ensure healthy lives and promote well-being for all at all ages[23] TARGETS 3.1 : By 2030, reduce the global maternal mortality ratio to less than 70 per 100,000 live births 3.2 : By 2030, end preventable deaths of newborns and children under 5 years of age, with all countries aiming to […]

[:en]ዛዕባታት ስግግር ዘፈር ጥዕና [:ti]Eos reprehenderit id maxime tempore est aut quibusdam[:]

[:en] ዘፈር ጥዕና ክልልና ኣብ ዝቅፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ብዙሓት ዝተለጠጡ ሽቶታት ብምቅማጥ ኣጠቃላሊ ኩነታት ጥዕና ሕ/ሰብና ምምሕያሽ ዝካኣለሉ ኩነታት ንምፍጣር ክስራሕ እዩ፡፡ እዞም ሽቶታት ንምዕዋት ድማ ኣርባዕተ ዛዕባታት ስግግር ተነፂሮም ኣለዉ፡፡ ንሳቶም ድማ:- ስግግር ፅሬትን ፍትሓዉነትን ግልጋሎት ጥዕና (Transformation in Equity and Quality of Health Care) ሓበሬታ ወያነ (Information Revolution) ስግግር ወረዳ (Woreda Transformation) ሓብሓቢ፣ […]

Zika Virus

[:en] Zika Virus The Zika virus is spread by black mosquitoes (Aedes aegypti or Aedes albopictus) with bands of white dots that look like white stripes. Their legs are also striped. These are the same mosquito’s that can carry dengue, chikungunya, and yellow fever viruses. These mosquitos usually bite during the day, especially in the […]

Et perspiciatis voluptatem maxime cum

Ut vel et maxime sapiente autem Modi Est non hic necessitatibus ex Et magni minima consectetur Nesciunt cum quidem aliquid Odit quo veritatis molestias qui magnam dolorem ea sunt. Et consequatur reprehenderit est perspiciatis id. Culpa dolorem quo explicabo ab Autem quo qui itaque deserunt rerum dolorem Possimus reprehenderit eos ipsum non iusto. Qui reprehenderit […]

ሽልማት ሆስፒታላት

[:en] ብ ሚኒስትሪ ጥዕና ሃገርና ኣብ ዝተዳለወ ውድድር ሆስፒታላት ክልልና ኣንፀባራቒ ዝበሃል ዓወት ኣመዝጊበን:: እዚ ኣብ መንጎ ዝተፈላለያ ክልላት ሃገርና ዝርከባ ሆስፒታላት ዝተገበረ ውድድር: ፅፈት ተገልገልቲን ምችው ባይታ ተጠቃምነት ኣብ ምፍጣር ዝተገበረ ምንቅስቓስ ከም መመዘኒ መሰረት ገይሩ ዝተኻየደ እዩ:: በዚ መሰረት ኣብ ክልልና ዝርከባ ሆስፒታላት ማለት እውን መቐለ ሆሲፒታል ሰለስተ ሚልዮን ቅርሺ ውቕሮ ሆሲፒታል ሰለስተ […]

Scroll to top