AboutCOVID19

እንታይነት ሕማም ቫይረስ ኮሮና (COVID19)

ሕማም ቫይረስ ኮሮና (COVID-19) ካብ ቀሊል ክሳብ ከቢድ ናይ መተንፈሰቲ ኣካላት ሕማም ዘስዕብ  ብቫይረስ ዝመፅእ ሕማም እዩ፡፡ እዚ ሕማም ከም ሰዓል ዓይነት ቀለልቲ ምልክታት ብምርኣይ ብባዕሉ ክድሕን  ወይ ድማ እቲ ሕማም ክጋደድን ናብ ረኽሲ ሳንባ (pneumonia) ፣ ከቢድ ናይ ስርዓት ምስትንፋስ ሕማምን ኢሉ  ውን ስራሕቲ ኩላሊት ብምትእጉጓል ንሞት ከሳጥሕ ዝኽእልን ብዓለም ብርኪ ብዝልዓለ ፍጥነት አናተስፋሕፈሐ  ዝርከብ ሕማም እዩ፡፡

ምልክታት

ረስኒ
ሳዓል
ሕፅረት ምስትንፋስ

መከላኸሊ መንገድታት

Scroll to top